መዝሙር 25
ወደ መዝሙር ምዃንካ ዜርኢ መረጋገጺ
1. ክንመላለስ ’ተ ደሊና፡
ብመገዲ ክርስትና፣
ንጉሳዊ ሕጊ ንሓሉ፡
ፍቕሪ ነርኢ ኸምቲ ቓሉ፣
ፍቕሪ ክርስቶስ’ያ ፍጽምቲ፡
ህይወቱ ገይሩ መስዋእቲ፣
ኣስኣሰሩ ንስዕቦ ኢና፡
ሰዓብቱ ስለ ዝዀንና።
2. ፍቕሪ ኸቶ ኣይተቋርጽን፡
ትድግፍ ንሕሙም፡ ምሱን፣
ከነፍቅር ዕዳ ኣሎና፡
ዕለት ዕለት ’ናገልገልና፣
የለን ከምዚ ዝበለ ቦታ፡
ዝሰፈኖ ፍቕሪ፡ ደስታ፣
’ዚ ተመስኪሩሉ’ዩ ብግብሪ፡
ንስዓባ መገዲ ፍቕሪ።
(ሮሜ 13:8፣ 1 ቈረ. 13:8፣ ያእ. 2:8፣ 1 ዮሃ. 4:10, 11 እውን ርአ።)