ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 88
  • ጐደናታትካ ኣፍልጠኒ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጐደናታትካ ኣፍልጠኒ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንሓቂ ኣጥርያ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ጸሎተይ ስማዕ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንየሆዋ ኽብሪ ሃብዎ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ብንጽህና ኽመላለስ እየ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 88

መዝሙር 88

ጐደናታትካ ኣፍልጠኒ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(መዝሙር 25:4)

  1. 1. የሆዋ ኣምላኽ ኣብ ቅድሜኻ ’ነና፣

    ተቐቢልና መጸዋዕታኻ።

    ቃልካ ብርሃን’ዩ፡ ዜብርህ መገዲ፡

    ከም መብራህቲ’ዩ ትምህርትኻ።

    (ኣዝማች)

    ምሃረኒ፡ ኣእምሮ ሃበኒ፣

    ትእዛዝካ ኽሰምዕ ሓግዘኒ።

    ብሓቅኻ፡ ኦ ጐይታይ፡ ምርሓኒ፣

    ብሕግኻ መታን ደስ ኪብለኒ።

  2. 2. ዘይብጻሕ ልዑል’ዩ ድንቂ ጥበብካ፣

    ወትሩ ፍትሒ’ዩ ፍርድታትካ።

    ድንቂ ግሩም’ዩ፡ ፍጹም’ዩ ስርዓትካ፣

    ጽኑዕ፡ ’ወ ዘይሓልፍ’ዩ ቓልካ።

    (ኣዝማች)

    ምሃረኒ፡ ኣእምሮ ሃበኒ፣

    ትእዛዝካ ኽሰምዕ ሓግዘኒ።

    ብሓቅኻ፡ ኦ ጐይታይ፡ ምርሓኒ፣

    ብሕግኻ መታን ደስ ኪብለኒ።

(ዘጸ. 33:13፣ መዝ. 1:2፣ 119:27, 35, 73, 105 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ