-
ለ12-ሀ የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (1ይ ክፋል)መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ለ12-ሀ
የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (1ይ ክፋል)
የሩሳሌምን ከባቢኣን
ቤተ መቕደስ
ስፍራ ኣታኽልቲ ጌተሴማኔ (፧)
ቤተ መንግስቲ ሹም
ቤት ቀያፋ (፧)
ቤተ መንግስቲ ሄሮድስ ኣንቲጳስ (፧)
ሓጽቢ ቤት-ዛታ
ሓጽቢ ሰሊሆም
ኣዳራሽ እቲ ዋዕላ (፧)
ጐልጎታ (፧)
ኣከልደማ (፧)
ናብዚ ዕለት ኪድ፦ 8 ኒሳን | 9 ኒሳን | 10 ኒሳን | 11 ኒሳን
8 ኒሳን (ሰንበት)
ጸሓይ ብራቕ
ጸሓይ ዕራርቦ
9 ኒሳን
ጸሓይ ዕራርቦ
ምስ ስምኦን እቲ ድዉይ ተመገበ
ማርያም ንየሱስ ናርዶስ ቀብኣቶ
ኣይሁድ ንየሱስን ንኣልኣዛርን ኪርእይዎም መጹ
ጸሓይ ብራቕ
ብዓጀባ ናብ የሩሳሌም ኣተወ
ኣብ ቤተ መቕደስ መሃረ
ጸሓይ ዕራርቦ
10 ኒሳን
ጸሓይ ዕራርቦ
ኣብ ቢታንያ ሓደረ
ጸሓይ ብራቕ
ኣንጊሁ ናብ የሩሳሌም ከደ
ነታ ቤተ መቕደስ ኣጽረያ
የሆዋ ኻብ ሰማይ ተዛረበ
ጸሓይ ዕራርቦ
11 ኒሳን
ጸሓይ ዕራርቦ
ጸሓይ ብራቕ
ኣብ ቤተ መቕደስ ብምሳሌታት መሃረ
ንፈሪሳውያን ኰነኖም
መባእ ሓንቲ መበለት ኣስተብሃለ
ኣብ ደብረ ዘይቲ ብዛዕባ ጥፍኣት የሩሳሌም ተነበየን ምልክት እቲ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ሃበን
ጸሓይ ዕራርቦ
-
-
ለ12-ለ የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (2ይ ክፋል)መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ለ12-ለ
የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (2ይ ክፋል)
የሩሳሌምን ከባቢኣን
ቤተ መቕደስ
ስፍራ ኣታኽልቲ ጌተሴማኔ (፧)
ቤተ መንግስቲ ሹም
ቤት ቀያፋ (፧)
ቤተ መንግስቲ ሄሮድስ ኣንቲጳስ (፧)
ሓጽቢ ቤት-ዛታ
ሓጽቢ ሰሊሆም
ኣዳራሽ እቲ ዋዕላ (፧)
ጐልጎታ (፧)
ኣከልደማ (፧)
ናብዚ ዕለት ኪድ፦ 12 ኒሳን | 13 ኒሳን | 14 ኒሳን | 15 ኒሳን | 16 ኒሳን
12 ኒሳን
ጸሓይ ዕራርቦ (መዓልቲ ኣይሁድ ኣብ ጸሓይ ዕራርቦ ይጅምርን ይውድእን)
ጸሓይ ብራቕ
ምስ ደቀ መዛሙርቱ ህድእቲ መዓልቲ ኣሕለፈ
ይሁዳ ኣሕሊፉ ኺህቦ ተወዓዓለ
ጸሓይ ዕራርቦ
13 ኒሳን
ጸሓይ ዕራርቦ
ጸሓይ ብራቕ
ጴጥሮስን ዮሃንስን ንፋስጋ ዚኸውን ኣዳለዉ
የሱስን ዝተረፉ ሃዋርያቱን ኣጋ ምሸት ናብቲ ቦታ በጽሑ
ጸሓይ ዕራርቦ
14 ኒሳን
ጸሓይ ዕራርቦ
ምስ ሃዋርያቱ ፋስጋ በልዐ
ኣእጋር ሃዋርያቱ ሓጸበ
ንይሁዳ ሰጐጎ
ድራር ጐይታ ሰርዐ
16 ኒሳን
-