ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 13
  • የሆዋ ንመስጐጕቲ ናብ ምስክርነት ይቕይሮ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንመስጐጕቲ ናብ ምስክርነት ይቕይሮ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መስጐጕቲ ኽትጻወር ትኽእል ኢኻ
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ምእንቲ ጽድቂ ዝስጐጉ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • መስጐጕቲ እናሃለወ ኽነሱ ተሓጐስ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ፈተናታት እናኣጋጠመና ምዕጋስ ንየሆዋ ውዳሰ የምጽኣሉ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 13

ክርስትያናዊ ህይወት

የሆዋ ንመስጐጕቲ ናብ ምስክርነት ይቕይሮ

ሰባት መስጐጕቲ ዜውርዱልና መብዛሕትኡ ግዜ ዕዮ ስብከትና ደው ንምባል እዩ። ይኹን እምበር፡ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኣጸጋሚ ዅነታት ንጽህናና ምሕላውና፡ ሓያል ምስክርነት ይህብ እዩ።

ነታ ምስ ዲሚትሪ ሚኻይሎፍ እተገብረ ቓለ መጠይቕ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ካብታ ‘ምስ ዲሚትሪ ሚኻይሎፍ እተገብረ ቓለ መጠይቕ’ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ክልተ ሰበ ስልጣን ንዲሚትሪ ብመቝሕ ኣሲሮም ይወስድዎ።

    ሓውና ሚኻይሎፍ እንታይ መስጐጕቲ እዩ ኣሕሊፉ፧

  • ካብታ ‘ምስ ዲሚትሪ ሚኻይሎፍ እተገብረ ቓለ መጠይቕ’ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ዲሚትሪ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ደብዳበ ይጽሕፍ። ካብ ሰበይቱ እተላእከ ደብዳበታት ኣብ ሰደቓ ኣሎ።

    የሆዋ ንሓውና ሚኻይሎፍ ብኸመይ ሓጊዝዎ፧

  • የሆዋ ነቲ ሓውና ሚኻይሎፍ ዘጋጠሞ መስጐጕቲ ናብ ምስክርነት ዝቐየሮ ብኸመይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ