ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 14
  • እቲ ሓድሽ ንጉስ ምድሪ ይወደስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • እቲ ሓድሽ ንጉስ ምድሪ ይወደስ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ኣምላኽና ወድስዎ!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ንየሆዋ ኣምላኽና ወድስዎ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ስለ ወዱ ንያህ ወድሱ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • በዅሪ የሆዋ ይወደስ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 14

መዝሙር 14

እቲ ሓድሽ ንጉስ ምድሪ ይወደስ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(መዝሙር 2:12)

  1. 1. ክርስቶስ ይእክብ ኣሎ

    ህዝቢ ኸካብ ዓሌቱ፣

    ኣብዚ ዕዮ እዚ እውን

    ይሓብሩ ቕቡኣቱ።

    ቈይማ’ላ መንግስቲ ኣምላኽ፡

    ተሰሪታ ኣብ ሰማያት፣

    ንጽሊ ኢና ኽትልውጣ፡

    ነዛ ምድርና ናብ ገነት።

    (ኣዝማች)

    ይወደስ የሆዋ፣ ይወደስ’ውን ወዱ

    ’ቲ ንጉስን ፈራድን ኵሉ።

    ተገዛእቱ ምዃንና ብግብሪ

    ነርኢ ቓሉ ንሓሉ።

  2. 2. ንወድሶ ንንጉስና

    ነቲ ኣቦ ዘልኣለም፣

    ኪመጽእ’ዩ ኼድሕነና

    እወ ’ቲ መስፍን ሰላም።

    ኪውገድ’ዩ ዅሉ ፍርሂ፡

    ሰላም ኪሰፍን ኣብ ምድሪ፣

    ኬተንስኦም’ዩ ንምዉታት፡

    ኪኸውን ደስታ ምስ ፍቕሪ።

    (ኣዝማች)

    ይወደስ የሆዋ፣ ይወደስ’ውን ወዱ

    ’ቲ ንጉስን ፈራድን ኵሉ።

    ተገዛእቱ ምዃንና ብግብሪ

    ነርኢ ቓሉ ንሓሉ።

(መዝ. 2:6፣ 45:1፣ ኢሳ. 9:6፣ ዮሃ. 6:40 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ