ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 28:30
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 30 ነቲ ኡሪምን ነቲ ቱሚምን*+ ድማ ኣብ ናይ ፍርዲ ልብሲ ኣፍ ልቢ ኣንብሮ፣ ናብ ቅድሚ የሆዋ ኺመጽእ ከሎ ኸኣ፡ ኣብ ልዕሊ ልቢ ኣሮን ይኹን። ኣሮን ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ወትሩ ነቲ መፍረዲ እስራኤላውያን ይጹሮ።

  • 1 ሳሙኤል 23:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ዳዊት ግና ሳኦል ክፉእ ከም ዝኣለመሉ ምስ ፈለጠ፡ ንኻህን ኣብያታር፡ “ኤፎድ ኣምጽእ” በሎ።+

  • 1 ሳሙኤል 28:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ሳኦል ንየሆዋ እኳ እንተ ሓተቶ፡+ የሆዋ ግና ብሕልምታት ኰነ፡ ብኡሪም+ ኰነ፡ ብነብያት ኰነ ኣይመለሰሉን።

  • ነህምያ 7:65
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 65 እቲ ሹም*+ ከኣ፡ ብኡሪምን ቱሚምን ኪሓትት ዚኽእል ካህን ክሳዕ ዚትንስእ+ ካብቲ ቕዱስ ቅዱሳን ከይበልዑ ኣዘዞም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ