ዘሁልቍ 10:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ንዓኻ ኽልተ መለኸት ግበር፣+ ንብሩር ብሞደሻ ቐጥቂጥካ ስርሓዮ፡ ነቲ ኣኼባ ንምጽዋዕን ነቲ ሰፈር ንምንቃልን ከኣ ተጠቐመሉ። መዝሙር 81:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ብሰርቂ ወርሒ፡+ ብምልእቲ ወርሒ፡ንመዓልቲ በዓልና መለኸት ንፍሑ።+