ዘሁልቍ 32:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ቍጥዓ የሆዋ ኸኣ ኣብ እስራኤል ነደደ፣ ኵሉ እቲ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ዚገብር ዝነበረ ወለዶ ኽሳዕ ዚውዳእ ድማ፡+ 40 ዓመት ኣብ በረኻ ዀለል ኣበሎም።+ ዘሁልቍ 33:38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 38 ካህን ኣሮን ከኣ ብትእዛዝ የሆዋ ናብ ከረን ሆር ደየበ፣ እስራኤላውያን ካብ ምድሪ ግብጺ ኻብ ዚወጹ ኣብ መበል 40 ዓመት፡ ኣብ ሓምሸይቲ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ እታ ወርሒ ድማ ኣብኡ ሞተ።+
13 ቍጥዓ የሆዋ ኸኣ ኣብ እስራኤል ነደደ፣ ኵሉ እቲ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ዚገብር ዝነበረ ወለዶ ኽሳዕ ዚውዳእ ድማ፡+ 40 ዓመት ኣብ በረኻ ዀለል ኣበሎም።+
38 ካህን ኣሮን ከኣ ብትእዛዝ የሆዋ ናብ ከረን ሆር ደየበ፣ እስራኤላውያን ካብ ምድሪ ግብጺ ኻብ ዚወጹ ኣብ መበል 40 ዓመት፡ ኣብ ሓምሸይቲ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ እታ ወርሒ ድማ ኣብኡ ሞተ።+