ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 31:27
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 27 እቲ እተዘምተ ኸኣ፡ ነቶም ኣብ ውግእ እተሳተፉ ኣባላት እቲ ሰራዊትን ንዅሉ እቲ ዝተረፈ ኣኼባን ፍርቀ ፍርቂ ጌርካ ምቐሎም።+

  • 1 ሳሙኤል 30:24
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 24 በዝስ መን እሞ ምሳኻትኩም ኪሰማማዕ እዩ፧ ግደ እቲ ናብ ውግእ ዝወረደ፡ ምስ ግደ እቲ ኣብ ኣቕሑ እተቐመጠ ማዕረ ይኹን።+ ኵሎም ማዕረ ይማቐሉ” በለ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ