መዝሙር 96:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ንየሆዋ ዘምሩሉ፣ ስሙ ወድሱ። ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ ድሕነቱ ኣበስሩ።+ እብራውያን 13:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ብእኡ ንኣምላኽ ኵሉ ሳዕ መስዋእቲ ውዳሰ፡+ ማለት ንስሙ ዚእመና+ ፍረ ኸናፍርና፡+ ነቕርብ።