ኢሳይያስ 33:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ከመይሲ፡ የሆዋ ፈራዲና፡+የሆዋ ሓጋግ ሕግና፡+የሆዋ ንጉስና እዩ፣+እቲ ዜድሕነና፡ ንሱ እዩ።+ ራእይ 11:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 “ኦ ዘለኻን+ ዝነበርካን፡ ኵሉ እትኽእል የሆዋ* ኣምላኽ፡ ነቲ ዓብዪ ሓይልኻ ስለ ዝወሰድካዮን ስለ ዝነገስካን፡ ነመስግነካ ኣለና።+