ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 18:25
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 25 መወዳእታ እቲ ጻድቕ ከምቲ እኩይ ኪኸውን፡ ንጻድቕ ምስ እኩይ ብምቕታል ከምዚ ዝበለ ነገር ክትገብርሲ ዘይሕሰብ እዩ!+ እዝስ ኣባኻ ዘይሕሰብ እዩ።+ እቲ ፈራድ ኵላ ምድርስ ቅኑዕዶ ኣይገብርን፧”+ በለ።

  • ዘዳግም 32:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  4 ኵሉ መገድታቱ ፍትሒ እዩ እሞ፡+

      እቲ ኸውሒ፡ ተግባሩ ፍጹም እዩ።+

      ከቶ ዘይዕምጽ+ ኣምላኽ ተኣማንነት፡+

      ጻድቕን ቅኑዕን እዩ ንሱ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ