-
ግብሪ ሃዋርያት 3:9, 10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ኵሎም እቶም ህዝቢ ድማ ንሱ ኺዛወርን ንኣምላኽ ኪውድስን ከሎ ረኣይዎ። 10 እቲ ኣብታ ጽብቕቲ ኣፍ ደገ ቤተ መቕደስ ተቐሚጡ ምጽዋት ዚልምን ዝነበረ ምዃኑ ኣለለይዎ እሞ፡+ በቲ ኣብኡ ዝዀነ ነገር ኣዝዮም ተደመሙን ተገረሙን።
-