ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ማቴዎስ 28:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 የሱስ ቀሪቡ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ “ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኵሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ ኣሎ።+

  • ዮሃንስ 3:35
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 35 ኣቦ ንወዲ የፍቅሮ እዩ፡+ ኵሉ ድማ ኣብ ኢዱ ሃቦ።+

  • ግብሪ ሃዋርያት 5:31
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 31 ንእስራኤል ንስሓን ሕድገት ሓጢኣትን ምእንቲ ኺህብሲ፡+ ኣምላኽ ንዕኡ ቐንዲ ወኪልን+ መድሓንን+ ገይሩ ናብ የማኑ+ ልዕል ኣቢልዎ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ