ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 149
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ንዓወት ኣምላኽ ዚውድስ መዝሙር

        • ኣምላኽ ብህዝቡ ባህ ይብሎ (4)

        • ክብሪ ናይቶም ንኣምላኽ እሙናት ዚዀኑ እዩ (9)

መዝሙር 149:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 33:3፣ 96:1፣ ኢሳ 42:10፣ ራእ 5:9
  • +መዝ 22:22

መዝሙር 149:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 100:3፣ ኢሳ 54:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 125

መዝሙር 149:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብኽራርን።”

  • *

    ወይ፡ “የዚሙሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 11:34
  • +ዘጸ 15:20፣ መዝ 150:4

መዝሙር 149:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንትሑታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 84:11
  • +መዝ 132:16፣ ኢሳ 61:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2021፡ ገጽ 20

መዝሙር 149:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 63:6

መዝሙር 149:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:1

ሓፈሻዊ

መዝ. 149:1መዝ 33:3፣ 96:1፣ ኢሳ 42:10፣ ራእ 5:9
መዝ. 149:1መዝ 22:22
መዝ. 149:2መዝ 100:3፣ ኢሳ 54:5
መዝ. 149:3መሳ 11:34
መዝ. 149:3ዘጸ 15:20፣ መዝ 150:4
መዝ. 149:4መዝ 84:11
መዝ. 149:4መዝ 132:16፣ ኢሳ 61:10
መዝ. 149:5መዝ 63:6
መዝ. 149:9ዘዳ 7:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 149:1-9

መዝሙር

149 ንያህ ወድስዎ!*

ንየሆዋ ሓድሽ መዝሙር ዘምሩሉ፣+

ኣብ ጉባኤ እሙናት ወድስዎ።+

 2 እስራኤል በቲ ዓብዪ ገባሪኡ ይተሓጐስ፣+

ደቂ ጽዮን ብንጉሶም ባህ ይበሎም።

 3 ንስሙ ብሳዕስዒት ይወድስዎ፣+

ብኸበሮን ብመሰንቆን* ከኣ ውዳሰ ይዘምሩሉ።*+

 4 የሆዋስ ብህዝቡ ባህ ይብሎ እዩ።+

ንዓቃላት* ብድሕነት ይስልሞም እዩ።+

 5 እሙናት ብኽብሪ ይፈስሁ፣

ኣብ ዓራቶም እልል ይበሉ።+

 6 ንኣምላኽ ዚውድስ መዝሙራት ኣብ ጐረሮኦም፡

ክልተ ዝኣፉ ሰይፊ ኣብ ኢዶም ይኹን።

 7 በዚ ድማ ንኣህዛብ ሕነ ይፈድዩ፣

ንህዝብታት ከኣ ይቐጽዑ፣

 8 ንነገስታቶም ብሰንሰለት፡

ንልዑላኖም እውን ብመቝሕ ሓጺን ይኣስሩ፣

 9 ነቲ እተጻሕፈሎም ፍርዲ እውን ይፍጽምዎ።+

እዚ ኽብሪ እዚ ናይ ኵሎም እሙናቱ እዩ።

ንያህ ወድስዎ!*

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ