ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w10 15/4 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
w10 15/4 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሚያዝያ 2010

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

31 ግንቦት 2010–6 ሰነ 2010

ኣቱም መንእሰያት፡ ንየሆዋ ንምግልጋል ዘሎኩም ባህጊ ኣሐይሉ

ገጽ 3

ዚዝመር መዝሙራት፦ 11, 41

7-13 ሰነ 2010

መንፈስ ቅዱስ ኣብ ምፍጻም ዕላማ የሆዋ ዘለዎ ግደ

ገጽ 7

ዚዝመር መዝሙራት፦ 43, 19

14-20 ሰነ 2010

ንኣዒንትኻ ኻብ ምርኣይ ከንቱነት ምለሰን!

ገጽ 20

ዚዝመር መዝሙራት፦ 29, 52

21-27 ሰነ 2010

ንክርስቶስ ምሉእ ብምሉእ ትስዕቦዶ ኣለኻ፧

ገጽ 24

ዚዝመር መዝሙራት፦ 54, 17

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 1 ገጽ 3-7

የሆዋ ንዓኹም ንመንእሰያት፡ መምርሒኡ ኽትሰምዑን ክትመሃሩን ክትስዕቡን ጻውዒት ኣቕሪቡልኩም ኣሎ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ መንእሰያት ንየሆዋ ብምሉእ ልቦም ኬገልግልዎ ምእንቲ ኪኽእሉ፡ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስን ጸሎትን ጽቡቕ ኣኻይዳን ብኸመይ ከም ዚሕግዞም ትገልጽ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 2 ገጽ 7-11

ዕላማ የሆዋ ናብ መፈጸምታኡ ገጹ ኸም ዚግስግስ ንፈልጥ ኢና። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ምፍጻም እቲ ዕላማ እቲ፡ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ዝነበሮ ግደ፡ ኣብዚ ግዜ እዚ ዘለዎ ግደ፡ ከምኡውን ኣብ መጻኢ ዚህልዎ ግደ ትምርምር።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 20-24

ናይ ሰይጣን ዓለም ናብ መወዳእታኣ ገጻ ኽትከይድ ከላ፡ ምስ ኣምላኽ ዘሎና ርክብ ኬበላሹ ዚኽእል ምስልታት ኣብ ፈቐዶኡ እዩ ዚርከብ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ገለ ኻብዚ ነገራት እዚ እንታይ ምዃኑ፡ ሰይጣን ስለምንታይ ከም ዚጥቀመሉ፡ ከምኡውን ብኸመይ ንርእስና ኽንሕሉ ኸም እንኽእል ክንመያየጥ ኢና።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 24-28

ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ዘሎና ቕንኣት ብኸመይ ክንዕቅቦ ንኽእል፧ ንክርስቶስ ብቐጻሊ ኽንስዕቦ ንደሊ እንተ ዄንና፡ ካብ ምንታይ ሰብኣዊ ዝንባለ ኢና ኽንጥንቀቕ ዘሎና፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ መልሲ እዘን ሕቶታት እዚኣተን ትህብ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦

ትዝክሮዶ፧ 12

የሆዋ ኺሓተካ ተፍቅደሉ ዲኻ፧ 13

ዘጋጠመና ፈተናታት፡ ብዝያዳ ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ገይሩና 16

የሆዋ “ደሓን” ክትከውን ይደልየካ 29

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ