ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w16 ግንቦት ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
w16 ግንቦት ገጽ 2

ትሕዝቶ

27 ሰነ 2016–3 ሓምለ 2016 ዘላ ሰሙን

3 ንፍልልያት ብፍቕሪ ኣደቅሶ

ብሰንኪ ዝወረስናዮ ዘይፍጽምና፡ ናይ ግድን ምስ ሰባት ንጓናፈጥ ኢና። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ምስ ካልኦት ንዘሎና ፍልልያት ንምድቃስ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ገይሩ ኸም ዚሕግዘና ትገልጽ።

4-10 ሓምለ 2016 ዘላ ሰሙን

8 “ኪዱ ኻብ ኵሎም ኣህዛብ . . . ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ”

ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቲ የሱስ ኣብ ማቴዎስ 24:14 እተዛረቦ ትንቢት ኣብ ምድሪ ዚፍጽሙ ዘለዉ ንሳቶም በይኖም ምዃኖም ዚሕብር መርትዖ ኣሎ። “ገፈፍቲ ሰብ” ምዃን እንታይ ከም ዜጠቓልል እውን ትገልጽ።—ማቴ. 4:19።

11-17 ሓምለ 2016 ዘላ ሰሙን

13 ከመይ ጌርካ ብሕታዊ ውሳነታት ትገብር፧

ብሕታዊ ውሳነታት ክትገብር ከለኻ፡ ቅኑዕ ኰይኑ እተሰምዓካ ዲኻ እትገብር፧ ወይ ንኻልኦት እንታይ ከም ዚገብሩ ዲኻ እትሓትት፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ሓሳብ የሆዋ ኣምላኽ ወሳኒ ረቛሒ ኪኸውን ከነፍቅደሉ ኸለና፡ ከመይ ጌርና ብሉጽ ውሳነታት ከም እንገብር ትገልጽ።

18-24 ሓምለ 2016 ዘላ ሰሙን

18 መጽሓፍ ቅዱስ ንህይወትካ ሕጂ እውን ይልውጦዶ ኣሎ፧

ሕጂ ክርስትያናዊ ባህርያትካ ምምሕያሽ፡ ካብቲ ቕድሚ ጥምቀት ዝገበርካዮ ዓበይቲ ለውጥታት ብዝያዳ ዜጸግም ኰይኑዶ ረኺብካዮ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ስለምንታይ እዚ ኣጸጋሚ ኸም ዝዀነን ብሓገዝ ቃል ኣምላኽ ከመይ ጌርና ኣምላኻዊ ባህርያት ብቐጻሊ ኸም እነማዕብልን ትገልጽ።

25-31 ሓምለ 2016 ዘላ ሰሙን

23 ካብ መሰናድዎታት የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ተጠቐም

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ጠቓሚ መንፈሳዊ መሰናድዎታት ከየምልጠና ተንቅሓና። ካብዚ መጻወድያ እዚ ኸመይ ኢልና ኸም እነምልጥ ክንርኢ ኢና፣ ካብ ኵሉ እቲ ኽንረኽቦ እንኽእል መንፈሳዊ ምግቢ ኸመይ ጌርና ኸም እንጥቀም እውን ክንምሃር ኢና።

28 ካብ መዛግብትና

30 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ