ሕታም መጽናዕቲ
ግንቦት 2016
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 27 ሰነ–31 ሓምለ 2016
© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ጋና
ሓንቲ ተባላሓቲት ኣስፋሒት መንግስቲ ኣምላኽ ብትራክትታትና ገይራ ንመማህርታ ትሰብከለን። ኣብ ጋና ኣብ ዚርከብ ዞባ ቮልታ፡ ሆ ኣብ እትብሃል ንእሽቶ ኸተማ እያ እትነብር
ኣስፋሕቲ
125,443
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
382,408
ተኣከብቲ ብዓል ዝኽሪ (2014)
347,725
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገበር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr2711.com ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።