ሕታም መጽናዕቲ
ሓምለ 2016
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 29 ነሓሰ 2016–25 መስከረም 2016
© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ስእሊ ገበር፦
ዶመኒካዊት ሪፓብሊክ
ኣብ ላስ ተሬናስ ኣብ ዚርከብ ገምገም ባሕሪ፡ ሓደ ፍሉይ ፈላሚ ንሓደ ምህርቲ ኮኮናት ዝኣከበ መንእሰይ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ የበስሮ
ኣስፋሕቲ
37,536
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
69,892
ተኣከብቲ ብዓል ዝኽሪ (2015)
120,103
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr2711.com ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።