ሕታም መጽናዕቲ
ነሓሰ 2016
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 26 መስከረም 2016–23 ጥቅምቲ 2016
© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ሃንጋሪ
ኣብ ጥቓ ፈለግ ዳንዩብ ምምስካር፡ ኣዝዩ ባህ ዜብል እዩ! እዘን ሕጉሳት ኣስፋሕቲ፡ ኣብቲ ኣብ ቡዳፐስት፡ ሃንጋሪ ዚርከብ ኣደባባይ ቪጋዶ መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንሓንቲ ተገዲሳ እትሰምዐን ሰበይቲ ይነግራኣ ኣለዋ
ኣስፋሕቲ
22,582
ፈለምቲ
1,980
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
12,163
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr2711.com ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።