ትሕዝቶ
26 መስከረም 2016–2 ጥቅምቲ 2016 ዘላ ሰሙን
3-9 ጥቅምቲ 2016 ዘላ ሰሙን
ኣብታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ኣመሰራርታ መውስቦን ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሙሴ ብኸመይ ስርዓት ከም እተገብረሉን የሱስ ኣብ ክርስትያናዊ መውስቦ ዝሰርዖ ስርዓትን ተገሊጹ ኣሎ። ኣብታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ግደታት ሰብኣይን ሰበይትን እንታይ ከም ዚብል ተሓቢሩ ኣሎ።
10-16 ጥቅምቲ 2016 ዘላ ሰሙን
20 መንፈሳዊ ዕቤት ክትገብር ከም ዚግብኣካ ተስተውዕልዶ፧
17-23 ጥቅምቲ 2016 ዘላ ሰሙን
በቲ ኣብ ዕዮ ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ዚርአ ዕቤት ንሕጐስ ኢና። ኰይኑ ግና፡ እዚ ዕቤት እዚ፡ ንኣምላኽ ንምግልጋል ተወሳኺ ኣጋጣሚታት ከም ዚኸፍተልናስ ነስተውዕሎዶ፧ ከመይ ጌርና ኢና መንፈሳዊ ዕቤት ክንገብር እንኽእል፧ ከመይ ጌርናኸ ኢና መጽሓፍ ቅዱስ ንእንምህሮም ሰባት ዕቤት ኪገብሩ እንሕግዞም፧ ንኻልኦት ከነስልጥኖም ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ነዚ ኣገዳሲ ነገራት እዚ ይገልጻ።
31 ካብ መዛግብትና