ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp17 ቍ. 2 ገጽ 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት” ዲና እንነብር ዘለና፧
  • ኣብ መጻኢ ንደቂ ሰብ እንታይ እዩ ዚጽበዮም ዘሎ፧
  • መወዳእታ ዓለም ቀሪቡ ድዩ፧
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
  • ኣብተን “ዳሕሮት መዓልትታት” ዲና እንነብር ዘለና፧
    መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧
  • ምልክት “ዳሕሮት መዓልትታት” እንታይ እዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ዕላማ ኣምላኽ ድሕሪ ሓጺር ግዜ ክፍጸም ኢዩ
    ዕላማ ህይወት እንታይ ኢዩ፧ ብኸመይ ክትረኽቦ ትኽእል፧
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
wp17 ቍ. 2 ገጽ 16
ዓበይቲ ንኣሽቱን ኣብ ገነት ተሓጒሶም ይነብሩ

ነቶም ካብ ዳሕሮት መዓልትታት ዚድሕኑ ሰባት፡ ገነት እትኸውን ምድሪ ትጽበዮም ኣላ

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

“ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት” ዲና እንነብር ዘለና፧

እንታይ ምበልካ፧

  • እወ

  • ኣይፋል

  • ምናልባት

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

“ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ጽንኩር ግዜ ኸም ዚመጽእ ግና፡ እዚ ፍለጥ።” (2 ጢሞቴዎስ 3:1) ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስን እቲ ኣብዚ ግዜና ዚፍጸም ዘሎ ነገራትን፡ “ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት” ከም ዘለና የርኢ።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • ዳሕሮት መዓልትታት ብውግእን ብጥሜትን ብምንቅጥቃጥ ምድርን ብለብዒ ቐተልቲ ሕማማትን እዩ ዚልለ። —ማቴዎስ 24:3, 7፣ ሉቃስ 21:11።

  • ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት፡ ሰብኣዊ ሕብረተ ሰብ ከቢድ ስነ ምግባራውን መንፈሳውን ውድቀት እዩ ዜጋጥሞ ዘሎ።—2 ጢሞቴዎስ 3:2-5።

ኣብ መጻኢ ንደቂ ሰብ እንታይ እዩ ዚጽበዮም ዘሎ፧

ገሊኦም ሰባት . . . ዳሕሮት መዓልትታት፡ ምድርን ኣብኣ ዘሎ ዅሉን ብምጥፋእ ከም ዚዛዘም ኪኣምኑ ኸለው፡ ካልኦት ድማ ኵነታት ኪመሓየሽ ተስፋ ይገብሩ። እንታይ ይመስለካ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

“ጻድቃን ንምድሪ ኺርስተይዋ፡ ኣብኣ እውን ንዘለኣለም ኪነብሩ እዮም።”—መዝሙር 37:29።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • ዳሕሮት መዓልትታት ንዅሉ እከይ ብምእላይ ኪዛዘም እዩ።—1 ዮሃንስ 2:17።

  • ምድሪ ናብ ገነት ክትቅየር እያ። —ኢሳይያስ 35:1, 6።

ብዛዕባ “ዳሕሮት መዓልትታት” ዝያዳ ኽትፈልጥ እንተ ደሊኻ፡ ኣብዛ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ እዚኣ፡ ኣብ ምዕራፍ 9 ርአ

ኣብ www.pr2711.com/ti እውን ትርከብ እያ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ