ሕታም መጽናዕቲ
ለካቲት 2017
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 3-30 ሚያዝያ 2017
© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ኢትዮጵያ
ሓደ ሓው ኣብ ማእከላይ ከበሳታት ኢትዮጵያ ንዚነብሩ ኹታ እተኸድኑ ኽልተ ደቂ ገጠር መጽሓፍ ቅዱስ ገንጺሉ መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ የካፍሎም
ብዝሒ ህዝቢ
99,391,000
ኣስፋሕቲ
10,083
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2015)
25,323
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr2711.com ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ —ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።