ትሕዝቶ
29 ጥሪ 2018–4 ለካቲት 2018 ዘላ ሰሙን
5-11 ለካቲት 2018 ዘላ ሰሙን
ክርስትያናት ብትንሳኤ ምዉታት ኪኣምኑ ዝሓገዞም ጥንቲ እተፈጸመ ትንሳኤታት እንታይ እዩ፧ እዚ ትንሳኤታት እዝን እቲ ጥንቲ ዝነበሩ እሙናት ኣገልገልቲ ዝነበሮም እምነትን ንተስፋኻ ዚጸልዎ ብኸመይ እዩ፧ እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ኣብ ትንሳኤ ንዘሎካ እምነት ኬደልድላልካ እየን።
13 ትዝክሮዶ፧
12-18 ለካቲት 2018 ዘላ ሰሙን
18 ኣቱም ወለዲ—ንውሉዳትኩም ‘ንድሕነት ኪልብሙ’ ሓግዝዎም
19-25 ለካቲት 2018 ዘላ ሰሙን
በብዓመቱ፡ ብኣሽሓት ዚቝጸሩ ዀተቴታትን ኣብ ዕድመ ዅትትና ዘይበጽሑ ቘልዑን ይጥመቑ እዮም። ጥምቀት ብዙሕ በረኸት ዜምጽኣልካ እኳ እንተ ዀነ፡ ሓላፍነት እውን የሰክመካ እዩ። ወለዲ ንውሉዳቶም፡ ናብ ጥምቀት ኪበጽሑ ኺሕግዝዎም ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ እተጠምቁን ኪጥመቑ ዚሓስቡ ዘለዉን መንእሰያትከ፡ ምስ የሆዋ ንዘለዎም ርክብ ኬደልድሉ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧