ትሕዝቶ
1-7 ጥቅምቲ 2018 ዘላ ሰሙን
8-14 ጥቅምቲ 2018 ዘላ ሰሙን
እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ቅኑዕ ሓበሬታ ኸይንረክብ ዕንቅፋት ኪዀነና ብዛዕባ ዚኽእል ብድሆታት ትገልጽ። ነቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ቕኑዕ እንተ ዀይኑ ኽንምርምሮ ዚሕግዘና ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ከኣ ተብርህ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ከኣ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ሰባት ንደጋዊ ትርኢት ካልኦት ርእዮም ከም ዚፈርዱ ዚገብሮም ሰለስተ ነገር ትምርምር። ብዘይካዚ፡ ብኸመይ ንሰባት ዘይነዳሉ ክንከውን ከም እንኽእል ትገልጽ።
13 ታሪኽ ህይወት—ኣእዳወይ ከየውርድ ቈሪጸ እየ
15-21 ጥቅምቲ 2018 ዘላ ሰሙን
22-28 ጥቅምቲ 2018 ዘላ ሰሙን
የሆዋ፡ ሰባት ሕጉሳት ኰይኖም ኪነብሩ እዩ ፈጢሩዎም። ምስ የሆዋ ብቐረባ ንዓዪን ፍቓዱ ንፍጽምን እንተ ዄንና ሕጉሳት ክንከውን ኢና። እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ መዓልቲ መዓልቲ ምስ የሆዋ ብኸመይ ከም እንዓዪን ብእተፈላለየ መገዲ ለጋሳት ምስ እንኸውን ብኸመይ ከም እንጥቀምን የብርሃ።
31 ካብ መዛግብትና