ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/10 ገጽ 6
  • 5 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 5 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 5 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 3/10 ገጽ 6

5 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

5 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 2

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 3 ሕ.ጽ. 16-21

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ሳሙኤል 16-18

ቍ. 1፦ 1 ሳሙኤል 18:1-16

ቍ. 2፦ td 23ሀ ቀዳሞት ክርስትያናት መዓልቲ ልደቶም ይኹን በዓል ልደት ኣየብዕሉን ነበሩ

ቍ. 3፦ ንምቕባል ጋሻ ኽንቀዳደም ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (ሮሜ 12:13)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 50

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ሓደ ብዓል ቤት፡ ‘ኣብ ኣምላኽ ኣይኣምንን እየ’ ምስ ዚብል። ኣብ መጽሓፍ ሪዝኒን፡ ካብ ገጽ 150 ክሳብ 151 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ ነቶም ኣብ በዓል ዝኽሪ እተኣከቡ ተገዳስነት ዘለዎም ሰባት ተመሊስካ ብጽሓዮም። ብመደረ ዚቐርብ። ቍጽሪ ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ ሓብር፡ ምስኡ እተተሓሓዘ ተመክሮታት ድማ ጥቐስ። ኵሎም ኣስፋሕቲ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ምጅማር ሸቶ ሒዞም ነቶም ኣብ በዓል ዝኽሪ እተኣከቡ ተገዳስነት ዘለዎም ሰባት ተመሊሶም ኪበጽሕዎም ኣተባብዕ። ናብ ፍሉይ መደረ ኺዕድምዎም ከም ዘለዎም እውን ኣዘኻኽሮም። ምስዚ ዚተሓሓዝ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 18

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ