26 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
26 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
lv ምዕ. 4 ሕ.ጽ. 12-21 ከምኡውን ኣብ ገጽ 42 ዘላ ሳጹን
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ሳሙኤል 26-31
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
5 ደቒቕ፦ ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ኽትዕድል ተዳሎ። ሓደ ፈላሚ እዋናዊ መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ኸመይ ገይሩ ኸም ዚዕድል ዜርኢ መርኣያ ብምቕራብ ጀምር። ሰማዕቲ ነቶም ኣብቲ ኽሊ ዘለዉ ሰባት ኪምስጣኦም ዚኽእላ ዓንቀጻትን ሕቶታትን ጥቕስታትን ኣየኖት ምዃነን ኪገልጹ ሕተቶም።
25 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።