ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/10 ገጽ 1
  • 13 መስከረም እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 13 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 13 መስከረም እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 9/10 ገጽ 1

13 መስከረም እትጅምር ሰሙን

13 መስከረም እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 18

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 10 ሕ.ጽ. 1-8

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ነገስት 16-18

ቍ. 1፦ 2 ነገስት 17:1-11

ቍ. 2፦ td 34ለ እከይ ኪቕጽል እተፈቕደ ስለምንታይ እዩ፧

ቍ. 3፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብዓይኒ ዕሙተይ ኣብ ኣምላኽ ክንኣምን ድዩ ዚደሊ፧

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 47

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ኣገልጋሊ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምዃን ዘለዎ ኽብሪ። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 77 ክሳብ ገጽ 78 ሕጡብ ጽሑፍ 2 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ብውዕዉዕ ስምዒት ዚቐርብ መደረ።

20 ደቒቕ፦ “መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ህይወትካ ዘለዎ ሓይሊ።” ሕቶታትን መልስታትን።

መዝሙር 37

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ