ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/10 ገጽ 3
  • 27 መስከረም እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 27 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 27 መስከረም እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 9/10 ገጽ 3

27 መስከረም እትጅምር ሰሙን

27 መስከረም እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 47

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 10 ሕ.ጽ. 16-24

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ነገስት 23-25

ቍ. 1፦ 2 ነገስት 23:1-7

ቍ. 2፦ td 34መ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ መከራ መፍትሒኡ ኻብ ሰብ ኣይኰነን

ቍ. 3፦ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ብርሃኖም ኬብርሁ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ (ማቴ. 5:14-16)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 45

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ ናይ ጥቅምቲ መጽሔታት ክትዕድል ተዳሎ። ምይይጥ። ንትሕዝቶ እቲ ዚዕደል ዘሎ መጽሔታት ኣብ ውሽጢ ሓደ ወይ ክልተ ደቒቕ ግለጾ። ክልተ ወይ ሰለስተ ዓንቀጻት መሪጽካ፡ ሰማዕቲ ኣብ ኣቀራርባ ኺጥቀሙሉ ዚኽእሉ ሕቶታትን ጥቕስታትን ኪጠቕሱ ዓድሞም። ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ክትዕደል ከም እትኽእል መርኣያ ኣቕርብ።

15 ደቒቕ፦ “ኣብ ጥቅምቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጀምር ዲኻ፧” ሕቶታትን መልስታትን። ሓደ ወይ ክልተ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 10

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ