ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/10 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 9/10 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ መስከረም፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ጥቅምቲ፦ መጽሔታትን ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ ዘርእስታ ትራክትን፣ ሕዳር፦ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧፣ ታሕሳስ፦ ኣብ ምድሪ ይነብሩ ካብ ዝነበሩ እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ ወይ ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር።

◼ እቲ ናይ 2011 በዓል ዝኽሪ ኣብ ዚግበረሉ ወቕቲ ዚወሃብ ፍሉይ ህዝባዊ መደረ 25 ሚያዝያ 2011 ኣብ እትጅምር ሰሙን ኪቐርብ እዩ። ኣርእስቲ እቲ መደረ ኣብ ዚመጽእ ኪንገር እዩ። እተን ኣብ ቀዳመ-ሰንበት እታ ሰሙን እቲኣ ምብጻሕ ሓላው ወረዳ ወይ ዓብዪ ኣኼባ ዘለወን ጉባኤታት፡ እቲ ፍሉይ መደረ ኣብታ ቐጺላ ዘላ ሰሙን ኪወሃበን እዩ። ዝዀነት ትኹን ጉባኤ ነዚ ፍሉይ መደረ እዚ ቕድሚ 25 ሚያዝያ ኽትወስዶ ኣይግባእን እዩ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ እንግሊዝኛ፦ ጥሙር ጥራዝ ግምቢ ዘብዐኛ 2009።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ሲዳምኛ፦ ትራክትታት፦ T-14 (ናይ የሆዋ መሰኻኽር)፣ T-15 (ሓዳስ ዓለም)፣ ስዋሂሊ፦ ዓብዪ መምህር፣ ትግርኛ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ ኣምሓርኛ፦ ሓጐስ ስድራቤት፣ ዘ ባይብል—ጎድስ ዎርድ ኦር ማንስ፧፣ ትራክትታት፦ T-13 (መጽሓፍ ቅዱስ)፣ T-14 (ናይ የሆዋ መሰኻኽር)፣ T-20 (መጸናንዒ)፣ T-21 (ስድራ ቤት)፣ እንግሊዝኛ፦ ትርጕም ሓዳስ ዓለም (bi12 ልስሉስ ገበር)፣ ክሪኤተር፣ ማንካይንድስ ሰርች፣ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፣ ስዓበኒ፣ ፕሮክለይመርስ፣ ኣዋር ፕሮብለምስ፣ ኦሮምኛ፦ ዓርኪ ኣምላኽ፣ ኪንያሩዋንዳ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ ንየሆዋ ቕረቦ፣ ፍቕሪ ኣምላኽ፣ ዓብዪ መምህር፣ ፈረንሳይኛ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ