ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/10 ገጽ 4
  • 4 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 4 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 4 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 9/10 ገጽ 4

4 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

4 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 10

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 11 ሕ.ጽ. 1-9

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ዜና መዋእል 1-4

ቍ. 1፦ 1 ዜና መዋእል 1:1-27

ቍ. 2፦ ገበርቲ ሰላም ምዃን ኪበሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (1 ጴጥ. 3:10-12)

ቍ. 3፦ td 35ሀ ስም ኣምላኽ

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 11

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ጸብጻብ ኣገልግሎት ወፍሪ እንህብ ስለምንታይ ኢና፧ ጸሓፊ ጉባኤ ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 88፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2፡ ክሳብ ገጽ 90፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ተመርኲሱ ዜቕርቦ መደረ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ እናመሃርኩም፡ ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም። (ማቴ. 28:19, 20) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2010፡ (እንግሊዝኛ) ካብ ገጽ 8፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ክሳብ ገጽ 10፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምይይጥ። ንዅለን ተመክሮታት ድሕሪ ምዝንታውካ፡ ንሰማዕቲ ብዛዕባ እቲ ኻብኡ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

መዝሙር 2

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ