ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/10 ገጽ 3
  • 27 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 27 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 27 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 12/10 ገጽ 3

27 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

27 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 31

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 15-19፡ ኣብ ገጽ 167 ዘላ ሳጹን

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ዜና መዋእል 25-28

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 33

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት። “ዓውደ-ኣዋርሕ 2011 ብዛዕባ ኣምልኾ ስድራቤት ተጕልሕ።” መደረ።

10 ደቒቕ፦ መደብ ምውጻእ ኣብ ኣገልግሎት ሓጋዚ ኪኸውን ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 167 ክሳብ ገጽ 168፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። በቲ ኣብ ዚቕጽል ወርሒ ዚዕደል ጽሑፍ ተጠቒምካ፡ ሓደ ኣስፋሒ ናብ ኣገልግሎት ቅድሚ ምኻዱ እንታይ ከም ዚብል ንምድላው፡ ምስ ነብስኻ ብምዝራብ ዚግበር መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

10 ደቒቕ፦ ሸያብ ጸጕሪ ናይ ክብረት ዘውዲ እዩ። (ምሳ. 16:31) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2010፡ ኣብ ገጽ 110፡ ሕ.ጽ. 1-3፡ ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ ምይይጥ። ንነፍሲ ወከፍ ተመክሮ ምስ ተመያየጥኩምሉ፡ ሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ጥሪ መጽሔታት ንምዕዳል ተዳሎ። ምይይጥ። ትሕዝቶ እተን መጽሔታት ኣብ ውሽጢ ሓደ ወይ ክልተ ደቓይቕ ግለጽ። ድሕሪኡ፡ ክልተ ወይ ሰለስተ ዓንቀጻት መሪጽካ፡ ነተን ዓንቀጻት ንምፍላጥ እንታይ ሕቶታትን ጥቕስታትን ኪጥቀሙ ኸም ዚኽእሉ ንሰማዕቲ ሕተቶም። ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ክትዕደል ከም እትኽእል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 4

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ