ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/11 ገጽ 1
  • መደብ 11 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 11 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 11 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 7/11 ገጽ 1

መደብ 11 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

11 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 34⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 7 ሕ.ጽ. 9-16 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መዝሙር 69-73 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ መዝሙር 72:1-20 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ማእሰር መርዓ ኽቡር ኪኸውን ኣለዎ​—td 4ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ መንእሰያት ካብ ንጉስ ህዝቅያስን ካብ ንጉስ ዮስያስን ዚመሃርዎ ትምህርቲ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 50

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ንሕቶታት ብውጽኢታዊ መገዲ ተጠቐመሉ—3ይ ክፋል። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት ካብ ገጽ 238 ሕጡብ ጽሑፍ 5 ኽሳዕ ገጽ 239 ሕጡብ ጽሑፍ 4 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ሓደ ወይ ክልተ ነጥብታት ኣሕጽር ኣቢልካ ብመርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ “‘ለዋሃት’ ኩኑ።” ሕቶታትን መልስታትን።

10 ደቒቕ፦ ዚሓይሽ መርምሩ። (ፊል. 1:10) ናይ ምሉእ ግዜ ዕዮ ወይ ከቢድ ሓላፍነታት ስድራ ቤት እናሃለዎም ክነሱ፡ ብስሩዕን ብቕንኣትን ኣብ ኣገልግሎት ንዚካፈሉ ሓደ ወይ ክልተ ርእሲ ስድራ ቤታት ቃለ መጠይቕ ግበረሎም። ብስራሕ ትሑዛት እኳ እንተ ዀኑ፡ ንኣገልግሎት ግዜ ዚረኽቡ ብኸመይ እዮም፧ ኣዘውቲሮም ኣብ ኣገልግሎት ምክፋሎም ንዕኦምን ንስድራ ቤቶምን ብኸመይ ጠቒምዎም፧

መዝሙር 25⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ