ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/11 ገጽ 2
  • መደብ 21 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 21 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 21 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 11/11 ገጽ 2

መደብ 21 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

21 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 53⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 13 ¶18-21፡ ገጽ 138 ሳጹን (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራሲያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መክብብ 7-12 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ መክብብ 9:13–10:11 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ፍቕሪ ኣይትቐንእን​—1 ቈረ. 13:4 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ማርያም ኣደ የሱስ ደኣ እምበር፡ “ወላዲት ኣምላኽ” ኣይኰነትን​—td 10ሀ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 52

10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ሳጹን ሕቶ። መደረ።

15 ደቒቕ፦ ንምስክር ኪኸውን እተሰጉ። (ሉቃ. 21:12, 13) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2011 (እንግሊዝኛ) ኣብ ገጽ 153፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፣ ኣብ ገጽ 179፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-2፣ ከምኡውን ካብ ገጽ 203፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2፡ ክሳዕ መወዳእታ ገጽ 204 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ታሕሳስ ዚዕደል ጽሑፍ። ምይይጥ። ትሕዝቶ እቲ ዚዕደል ጽሑፍ ግለጽ፣ ሓደ ወይ ክልተ መርኣያ ድማ ኣቕርብ።

መዝሙር 35⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ