መደብ 19 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
19 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 43ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cf ምዕ. 15 ¶1-7 (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራሲያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኢሳይያስ 11-16 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ኢሳይያስ 13:1-16 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ብእምነት እምበር፡ ብምርኣይ ዘይንመላለስ ስለምንታይ ኢና፧ (2 ቈረ. 5:7) (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ኵሎም ክርስትያናት ብስራት ኪሰብኩ ኣለዎም—td 12ሀ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ኣብ ወርሒ ጥሪ ዚዕደል ጽሑፋት ጥቐስ፡ ሓንቲ መርኣያ ድማ ኣቕርብ።
15 ደቒቕ፦ ብእዋን ጸበባ ስበኽ። (2 ጢሞ. 4:2) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2011 (እንግሊዝኛ) ካብ ገጽ 121 ክሳዕ ገጽ 122 ሕ.ጽ. 4 ኸምኡውን ገጽ 226፡ ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።
10 ደቒቕ፦ ሳጹን ሕቶ። ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ ምይይጥ።
መዝሙር 47ን ጸሎትን