መደብ 11 ሰነ እትጅምር ሰሙን
11 ሰነ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 42ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
bt ምዕ. 5 ¶1-8፡ ኣብ ገጽ 39 ዘላ ሳጹን (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ድጕዓ ኤርምያስ 1-2 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ድጕዓ ኤርምያስ 2:11-19 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ሰብ ‘መጥፍኢ ምድሪ’ ዝዀነ በየናይ መገድታት እዩ፧—ራእ. 11:18 (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ሲኦል፡ ሰባት ብሓዊ ዚሳቐይሉ ቦታ ኣይኰነን—td 21ሀ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ እንታይ ዓሚምና፧ ብጸሓፊ ዚቐርብ ምይይጥ። ኣብ ወቕቲ በዓል ዝኽሪ እንታይ ከም እተዓምመ ብዝርዝር ግለጽ፣ ነታ ጉባኤ ኸኣ በቲ ዝገበረቶ ንጥፈታት ንኣዳ። ንሰማዕቲ፡ ወረቐት ዕድመ ድራር ጐይታ ኺዕድሉ ኸለዉ፡ ነቶም ኣብ በዓል ዝኽሪ ዝመጹ ተመሊሶም ኪበጽሕዎም ከለዉ፡ ከምኡውን ሓገዝቲ ፈለምቲ ዀይኖም ኬገልግሉ ኸለዉ ንዝረኸብዎ ተመክሮ ኺዛረቡ ዓድሞም።
20 ደቒቕ፦ “ንኽንሰብኽ ዚድርኸና ዓሰርተው ክልተ ምኽንያት።” ምይይጥ።
መዝሙር 47ን ጸሎትን