ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/12 ገጽ 2
  • መደብ 19 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 19 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 19 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 11/12 ገጽ 2

መደብ 19 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

19 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 54⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 13 ¶1-7፡ ኣብ ገጽ 100ን 103ን ዘለዋ ሳጹናት (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኦብድያ 1–ዮናስ 4 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዮናስ 2:1-10 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ናይ ሓቂ ኣምልኾ እተፈላለየ ድሕረ ባይታ ንዘለዎም ሰባት ዜሕብሮም ብኸመይ እዩ፧—መዝ. 133:1 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣምልኾ ኣቦሓጎታት ከንቱ እዩ—td 31ሀ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 1

15 ደቒቕ፦ ኣብቲ ዝያዳ ዓየይቲ ዜድልዩሉ ቦታ ምግልጋል፡ ብዙሕ በረኸት የሆዋ የምጽእ። ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2012 (እንግሊዝኛ)፡ ኣብዚ ዚስዕብ ገጻት ኣብ ዘሎ ሓሳባት ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ፦ ገጽ 114፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽሳዕ ገጽ 116፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፣ ገጽ 151፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኽሳዕ ገጽ 153፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1ን 2ን፣ ገጽ 170፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽሳዕ ገጽ 171፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

15 ደቒቕ፦ “ርእስኻ ኣይትቐይድ—ብቑዕ ኣይኰንኩን ንዚብል ሓሳብ ኣሰንፎ።” ሕቶታትን መልስታትን። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምምራሕ ንእተኻፈለ፡ ውሑድ ዓለማዊ ትምህርቲ ዘለዎ ወይ ከኣ ሓፋር ኣስፋሒ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ መጠይቕ ግበረሉ።

መዝሙር 26⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ