ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/13 ገጽ 3
  • መደብ 30 መስከረም እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 30 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 30 መስከረም እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 9/13 ገጽ 3

መደብ 30 መስከረም እትጅምር ሰሙን

30 መስከረም እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 30⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 27 ¶10-18 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ገላትያ 1-6 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ገላትያ 1:18–2:10 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ሓጢኣት እንታይ እዩ፧—td 3ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ የሆዋ ኺምለኽ ዚግብኦ ስለምንታይ እዩ፧—ራእ. 4:11 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 14

10 ደቒቕ፦ “ምሳኻ ንኼገልግሉ ኽትዕድሞም ትኽእልዶ፧” ምይይጥ። ድሕሪኡ፡ ኣብ ጥቅምቲ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ እቲ ብስራት ዚስበኸሉ ሜላታት—ንዅሉ ቛንቋታት ምምስካር። ካብታ እተወደበ እትብሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 104፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2፡ ክሳዕ ገጽ 105፡ ሕጡብ ጽሑፍ 4፡ ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

10 ደቒቕ፦ ኣይትጨነቑ። (ማቴ. 6:31-33) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2013፡ ኣብ ገጽ 138፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ክሳብ ገጽ 139 ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

መዝሙር 40⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ