ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/14 ገጽ 1
  • መደብ 8 መስከረም እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 8 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 8 መስከረም እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 9/14 ገጽ 1

መደብ 8 መስከረም እትጅምር ሰሙን

8 መስከረም እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 49⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 11 ¶15-21 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሁልቍ 22-25 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘሁልቍ 22:36–23:10 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ምስ ምዉታት ምዝርራብ ኣይከኣልን እዩ—td 18ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣዳም ብመልክዕ ኣምላኽ እተፈጥረ ብኸመይ እዩ፧—w06 1/6 ገጽ 26 ¶1–2 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 40

15 ደቒቕ፦ ክትሰብኽ ከለኻ ጽቡቕ ጠባይ ኣርኢ። (2 ቈረ. 6:3) ኣብዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ፦ (1) ክንሰብኽ ከለና ጽቡቕ ጠባይ ከነርኢ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (2) ኣብዚ ዚስዕብ መዳያት ጽቡቕ ጠባይ ከነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፦ (ሀ) ጕጅለና ኣብቲ እነገልግለሉ ኽሊ ኽትበጽሕ ከላ፣ (ለ) ካብ ቤት ናብ ቤት ክንከይድ ከለና፣ (ሐ) ኣብ ማዕጾ ደው ኢልና ኸነዘራርብ ከለና፣ (መ) ብጻይና ኺምስክር ከሎ፣ (ረ) እቲ ብዓል ቤት ኪዛረብ ከሎ፣ (ሰ) እቲ ብዓል ቤት ብስራሕ ትሑዝ እንተ ዀይኑ ወይ ኵነታት ኣየር ቈራሪ እንተ ዀይኑ፣ (ሸ) እቲ ብዓል ቤት ዘይእሩም እንተ ዀይኑ።

15 ደቒቕ፦ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንተመላሊስካ ምብጻሕ መሰረት ኣንብር።” ምይይጥ። ሓደ ኣስፋሒ ንኣገልግሎት ኣብ ዚገብሮ ምድላው ምስ ነፍሱ ብምዝራብ፡ እቲ ብዓል ቤት መጽሔታት እንተ ተቐቢሉ፡ ምስ ተመልሰ ምእንቲ ኼመያይጦ ኣቐዲሙ እንታይ ኢሉ ኸም ዚሓትቶ ኺሓስብ ከሎ ዜርኢ መርኣያ ኸም ዜቕርብ ግበር።

መዝሙር 38⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ