ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/14 ገጽ 2
  • መደብ 15 መስከረም እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 15 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 15 መስከረም እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 9/14 ገጽ 2

መደብ 15 መስከረም እትጅምር ሰሙን

15 መስከረም እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 15⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 12 ¶1-7 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሁልቍ 26-29 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘሁልቍ 27:15–28:10 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ 144,000 ጥራይ ናብ ሰማይ ይኸዱ—td 19ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣዳም ፍጹም እንተ ደኣ ነይሩ፡ ከመይ ኢሉ ኺሓጥእ ይኽእል፧—w08 1/10 ገጽ 27 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 11

15 ደቒቕ እንታይ ዓሚምና፧ ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ መደረ። ኣብቲ ኣብ ኣገልግሎት እተዓምመ ዜተባብዕ ነገራት ብምትኳር፡ እታ ጉባኤ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣገልግሎት ዝነበራ ንጥፈታት፡ እንተላይ እቲ ኣብ ነሓሰ እተገብረ ፍሉይ ወፈራ ኣቕርብ። ኣብቲ እተዓምመ ዜተባብዕ ነገራት ብምትኳር፡ ንኣስፋሕቲ ስለቲ ዝገበርዎ ሰናይ ዕዮ ንኣዶም። ሰማዕቲ ኣብ ነሓሰ ንዝረኸብዎ ጽቡቕ ተመክሮ ኼዘንትዉ ዓድሞም፡ ኣገልግሎቱ ንዘስፍሐ ሓው ወይ ሓብቲ ቓለ መጠይቕ ግበር። ኣብ ዚመጽእ ዓመት ኪትኰረሉ ዘለዎ ሓደ ወይ ክልተ መዳያትን ኬመሓይሹሉ ዚኽእሉ ግብራዊ ሓሳባትን ብምጥቃስ ደምድም።

15 ደቒቕ፦ “ንነብያት ከም ኣርኣያ ጌርኩም ርኣይዎም—ናሆም።” ሕቶታትን መልስታትን።

መዝሙር 46⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ