ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/14 ገጽ 3
  • መደብ 22 መስከረም እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 22 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 22 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • □ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 9/14 ገጽ 3

መደብ 22 መስከረም እትጅምር ሰሙን

22 መስከረም እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 9⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 12 ¶8-13 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሁልቍ 30-32 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘሁልቍ 32:16-30 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ክርስትያናት ብመዓልቲ ሰንበት ኣይቅየዱን እዮም—td 20ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ እቲ ኣምላኽ ካብ 33 ድ.ክ. ኣትሒዙ ኺጥቀመሉ ዝጸንሐ “ምምሕዳር”—w12 15/7 ገጽ 27 ¶3–ገጽ 28 ¶5 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 45

15 ደቒቕ፦ ሃብቲ ሚስዮናዊ። (ምሳ. 10:22) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2014 (እንግሊዝኛ)፡ ካብ ገጽ 123 ሕጡብ ጽሑፍ 2 ኽሳዕ ገጽ 127 ሕጡብ ጽሑፍ 4፡ ከምኡ እውን ኣብ ገጽ 169 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

15 ደቒቕ፦ ንjw.org ኣብ ኣገልግሎትካ ተጠቐመሉ ምይይጥ። ነቲ ኣብ ሕጡብ ጽሑፍ 2 ዘሎ ኣቀራርባ፡ ብመርኣያ ኣቕርቦ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተቶም፦ ነታ ቪድዮ ብኢድ ናብ ዚትሓዝ ኤሌክትሮኒካዊ መሳርሒና ምርጋፍ እንታይ ረብሓ ኣለዎ፧ ነዊሕ መእተዊ ኸይገበርና ወይ ፍቓድ ከይሓተትና ነታ ቪድዮ ነቲ ብዓል ቤት ምውላዕና፡ መብዛሕትኡ ግዜ ዝሓሸ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣብ ኣገልግሎት ብምጥቃምኩም እንታይ ዝረኸብኩምዎ ተመክሮታት ኣሎ፧ ነቶም ኣስፋሕቲ ምስ እተፈላለየ ትሕዝቶ jw.org ኪላለዩን ነዚ ወብ ሳይት ኣብ ኣገልግሎቶም ኪጥቀምሉን ብምትብባዕ ዛዝም።

መዝሙር 25⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ