ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/15 ገጽ 1
  • መደብ 9 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 9 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 9 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 2/15 ገጽ 1

መደብ 9 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

9 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 9ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

fg ትምህርቲ 5፡ ክፋል 4, 5 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መሳፍንቲ 11-14 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ መሳፍንቲ 13:15–25 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ሃና—ፍረ ነገር፦ ንሓቂ ምጽራር ከንቱ እዩ—w12 1/4 9፣ w11 1/4 19 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ሰባት ናብ ሰማያዊ ወይ ናብ ምድራዊ ህይወት ይትንስኡ—td 27ለ (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ንሰናይ ግብሪ ቕናእ’—ቲቶ. 2:14።

መዝሙር 54

15 ደቒቕ፦ “‘ንሰናይ ግብሪ ኽትቀንእ’ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧” ምይይጥ። ካብቲ ኣብ ናይ 1 ሰነ 2002 ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 23 ሕጡብ ጽሑፍ 17-19 ዝወጸ ሓሳብ ወሲኽካ ኣቕርብ።

15 ደቒቕ፦ ጐዳኢ ሕሜት። ምይይጥ። ኣብ መጽሓፍ ፍቕሪ ኣምላኽ፡ ምዕራፍ 12፡ ሕጡብ ጽሑፍ 11ን 12ን ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

መዝሙር 33ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ