ምልክታታት
◼ መጋቢትን ሚያዝያን፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን። ግንቦትን ሰነን፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ወይ እዘን ዚስዕባ ትራክትታት፦ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ (T-30)፡ንመጻኢ ብኸመይ ኢኻ እትርእዮ፧ (T-31)፡ መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧ (T-32)፡ ንዓለም ዚቈጻጸራ ዘሎ መን እዩ፧ (T-33)፡ መከራ የኽትም ደዀን ይኸውን፧ (T-34)፡ ምዉታት ኪትንስኡ ድዮም፧ (T-35)፡ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧ (T-36)፡ ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧ (T-37)፡ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ (kt)።
◼ በዓል ዝኽሪ፡ ዓርቢ 3 ሚያዝያ 2015 ኪብዓል እዩ። ጉባኤኹም ዓርቢ ኣኼባ እንተ ኣልዩዋ፡ እቲ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ናጻ ኣብ ዚዀነሉ ኻልእ መዓልቲ ኪቕየር ኣለዎ። ኣኼባ ኣገልግሎት ኪስረዝ እንተ ኣልይዎ፡ እቲ ኣተሓባባሪ ኣካል ሽማግለታት ንጉባኤኹም ብፍላይ ዚጠቅም ክፍልታት ኣብታ ወርሒ እቲኣ ንኺውሰድ ምትዕርራያት ኪገብር ይኽእል እዩ።