መደብ 14 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
14 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 50ን ጸሎትን
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
lv ምዕ. 4 ሕ.ጽ. 1-11 (30 ደቒቕ)
ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ዜና መዋእል 15-19 (8 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ 2 ዜና መዋእል 16:1-9 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ እተን መዓልትታት ፍጥረት፡ ነናይ 24 ሰዓት መዓልትታት ኣይኰናን—td 44ለ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ኤሳው—ፍረ ነገር፦ ውሳነታትና፡ ንቕዱስ ነገራት ነማስወሉ እንተ ዄንና የርኢ—w13 15/5 27-28 (5 ደቒቕ)
ኣኼባ ኣገልግሎት፦
ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ “ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ብብዙሕ ጸበባ ኽንኣቱ ይግብኣና እዩ።”—ግብ. 14:22።
30 ደቒቕ፦ “ብእምነት እምበር፡ ብምርኣይ ኣይትመላለስ።” ሕቶታትን መልስታትን። ነቲ ኣብ መጀመርታን ኣብ መወዳእታን ዚርከብ ሓሳብ ኣሕጽር ኣቢልካ ኸም መእተውን ከም መዛዘምን ጌርካ ተጠቐመሉ።
መዝሙር 49ን ጸሎትን