ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ለካቲት ገጽ 6
  • 25 ለካቲት–3 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 25 ለካቲት–3 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ለካቲት ገጽ 6

25 ለካቲት–3 መጋቢት

ሮሜ 9-11

  • መዝሙር 25ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ምሳሌ ኦም ኣውልዕ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሮሜ 11:16—እዚ ኦም ኣውልዕ እዚ፡ ነቲ ምስቲ ንኣብርሃም እተኣትወሉ ኺዳን ዚተሓሓዝ ዕላማ ኣምላኽ የመልክት (w11 15/5 23 ¶13)

    • ሮሜ 11:17, 20, 21—እቶም ኣብቲ ምሳልያዊ ኦም ኣውልዕ እተዳቐሉ ቕቡኣት ክርስትያናት ብእምነት ኪመላለሱ ኣለዎም (w11 15/5 24 ¶15)

    • ሮሜ 11:25, 26—ብምሉኦም መንፈሳውያን እስራኤላውያን ‘ኪድሕኑ’ እዮም (w11 15/5 25 ¶19)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሮሜ 9:21-23—በቲ ዓብዪ ሰራሕ ካይላ ዝዀነ የሆዋ ኽንቅረጽ ፍቓደኛታት ክንከውን ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (w13 15/6 25 ¶5)

    • ሮሜ 10:2—ኣምልኾና ኣብ ልክዕ ፍልጠት እተመስረተ ምዃኑ ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ (it-1-E 1260 ¶2)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሮሜ 10:1-15 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ በታ ይምህረና እትብሃል መጽሓፍ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 9)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 60

  • “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ዘይፈርዩ መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምቍራጽ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 9

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 134ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ