25-31 ግንቦት
ዘፍጥረት 42-43
መዝሙር 120ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ዮሴፍ ርእሰ ግትኣት ኣርኣየ”፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 42:5-7—ዮሴፍ ንኣሕዋቱ ምስ ርኣዮም፡ ስምዒቱ ተቘጻጸረ (w15 1/5 13 ¶5-6፣ 14 ¶1)
ዘፍ 42:14-17—ዮሴፍ ንኣሕዋቱ ፈተኖም (w15 1/5 14 ¶2)
ዘፍ 42:21, 22—ኣሕዋት ዮሴፍ ተነሲሖም (it-2 108 ¶4)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 43:32—ንግብጻውያን ምስ እብራውያን እንጌራ ምብላዕ ፉንፉን ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ (w04 15/1 29 ¶1)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 42:1-20 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ ንሰማዕቲ ሕተቶም፦ እቲ ሓው ነታ ጥቕሲ ብግቡእ ዘፋለጣ ብኸመይ እዩ፧ እቲ ሓው ነታ ይምህረና እትብሃል መጽሓፍ ዘፋለጣ ስለምንታይን ብኸመይን እዩ፧
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 15)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 38-39 ¶18 (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንምሉእ እቲ ትሕዝቶ ኽትርድኦ ፈትን”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንንባብ መጽሓፍ ቅዱስካ ኣመሓይሾ—ቍንጽል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ሰማዕቲ ነታ ቪድዮ ብምልእታ ኺርእይዋ ኣተባብዓዮም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 66
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 98ን ጸሎትን