ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 14
  • 31 ጥቅምቲ–6 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 31 ጥቅምቲ–6 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 14

31 ጥቅምቲ–6 ሕዳር

2 ነገስት 3-4

  • መዝሙር 151ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ወድኺ ኣልዕሊ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ነገ 4:38—እቶም “ደቂ ነብያት” እተባህሉ መን ኪዀኑ ይኽእሉ፧ (it-2 697 ¶2)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ነገ 3:1-12 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 17)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጣ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 20)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w13 15/8 28-29—ፍረ ነገር፦ ኣብ ቅዱስ ኣገልግሎት፡ ንትሕትና ኤልሳእ ብኸመይ ክትቀድሖ ትኽእል፧ (th መጽናዕቲ 15)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 129

  • “ትንሳኤ ኽሳዕ ዚኸውን”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr 4ይ ክፋል፡ ምዕ. 15 ¶1-7፡ መእተዊ ቪድዮ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 32ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ