ትሕዝቶ
መጋቢት 2014
© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania.
ገበር
ዘይተነግረ ታሪኽ ፍጥረት
ገጽ 4-7
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
መንእሰያት ንዚሓትትዎ ብዙሕ ሕቶታት ዚኸውን መልሲ ኽትረክብ ትኽእል ኢኻ፣ ነዚ ዚስዕብ ርእሰ ነገራት የጠቓልል፦
• “ካልኦት ሰባት ዘይፈትዉኒ እንተ ዀይኖምከ፧”
• “ምድንጓይ ክሓድጎ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧”
• “እዚ ሰብ’ዚ ይዀነኒ ድዩ፧”
ብዘይካዚ፡ “መዛኑኻ ብዛዕባ ጾታዊ ምሽጋር ዝበልዎ” ዘርእስታ ቪድዮ ርአ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ነዚ ብስእሊ እተደገፈ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቦ። ነቲ ንጥፈት ተጠቒምካ ድማ፡ ደቅኻ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኺሰፍሕ ሓግዞም።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)