ትሕዝቶ
ሰነ 2014|
© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር
ናይ ሓቂ ዓርኪ ኸመይ ዝበለ እዩ፧
ገጽ 4-7
12 ሕማም ግርጻን—ኣብ ሓደገኛ ዅነታት ዲኻ ዘለኻ፧
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
ንብዙሕ ሕቶታት ዚኸውን መልሲ፡ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፣ ነዚ ዚስዕብ ርእሰ ነገራት የጠቓልል፦
• “ካብ ቤት ክወጽእ ተዳልየ ድየ፧”
• “ንጾታዊ ሓሳባት ብኸመይ ከርሕቖ እኽእል፧”
ብዘይካዚ፡ “መዛኑኻ ብዛዕባ ሞባይል ተሌፎን ዝበልዎ” ዘርእስታ ቪድዮ ርአ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ስእልታት ዘለዎ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብበሎም። ነቲ ንጥፈታት ዝሓዘ ገጻት፡ ደቅኻ ነቲ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኼስፍሑሉ ተጠቐመሉ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)