ትሕዝቶ
ነሓሰ 2015
© 2015 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
10 ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ምጥፋእ መሃይምነት የተባብዕ
14 ኣብ እምነታ ጸንዐት
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
ጥዑይ ኣነባብራ ዚብሃል ከመይ ዝበለ እዩ፧ ነታ ጥዑይ ኣነባብራ እትብል ቪድዮ ርኣያ።
ነቲ፡ “ፍጥረትዶ ወይስ ፍልቀት፧” ዚብል ወይ ከምኡ ዝኣመሰለ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኺልዓል ዚኽእል ሕቶታት እውን፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ መልሲ ርኸበሉ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ነታ ንወለድኻ ተኣዘዞም እትብል ቪድዮን ጽቡቕ ትምህርቲ ዚምህር ከምኡ ዝኣመሰለ ኻልእ ቪድዮታትን ርአ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)